Newly
https://wit.to/Internet-Shutdowns
ኣብ እዋን ዕጽዋ ኢንተርኔት ምጽሓፍ፡ ግብራዊ ተኸታታሊ ብሎግ
USD 0.00
Product description
ምስ ምዕጻው ኢንተርነት ዘጋጠሞም ደለይቲ ፍትሒ ብዝገበርናዮ ስራሕ ኣብዚ ተኸታታሊ መደብ እነካፍሎም ዘለና ገለ ጠቐምቲ ምኽርታትን ኣገባባትን ኣብ እዋን ምዕጻው ኢንተርነት ቪድዮ ሰነዳት ንምቕራጽን ንምዕቃብን ተማሂርና ኣለና። መሳርሒታት ኣንድሮይድ ኣብ ግምት ብምእታው ዋላ እንተጽሓፍናዮም እንተኾነ ግን እቶም ምኽርታት ኣብ ኣይፎናት እውን ክትግበርዎም ትኽእሉ ኢኹም። ገለ ካብ’ቶም ስትራተጂታት ኣቐዲምካ ምውጣን (መብዛሕትኡ ግዜ’ውን ኢንተርነት) ዝሓትት’ዩ ስለዚ ቅድሚ ኢንተርነት ኣብ ዘይብልካን ክትስነድ ዘድልየካን ኩነታት ምእታውካ ምግምጋምን ዝኾነ ስጉምትታት ምትግባርን ጽቡቕ ሓሳብ’ዩ። ናይ ዝኾነ ካብቶም ትምህርቲ ቅዳሕ ኣቐምጥ ምእንቲ ኣብ እዋን ምዕጻው ክትውከሶም ወይ ከተካፍሎም ትኽእል። ኣብ መወዳእታ ድማ ቅድሚ ኣብ ቅልውላው ኩነታት ምእታውካ ካልኣይ ባህሪ ንኽኾኑ ኣብ መዓልታዊ ስራሕካ ዝርከቡ ሜላታትን ኣገባባትን ምልምማድ ጀምር።https://wit.to/Internet-Shutdowns
You may also like

16703
EUR 1030

Personal Condom Pack
USD 0

ReSound OMNIA 961 RIE - DRW
EUR 1695

Revved Up Classic Bag
USD 60

Barbour Lewis Tailored Shirt | Blauw
EUR 89.95

Katia Merino Baby Degrade siūlai
EUR 19.99

RAVE - smaragd
EUR 211

Yarnadelic Worsted
GBP 6.25